ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሙሉእ ብሙሉእ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኢትዮጵያ ዶክተር የሺሁን ኣለማየሁ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስ ብብርኪ ሃገር ንብዙሕ ብሄዊ ረብሓ፣ ሕርሻን ድሕንነትን ካልኦት ኣገልግሎታትን ልዑል ረብሓ ኣለዎ።
ብኻሊእ ምክዑ፥ እቲ ትካል ንመስሕብን ዝብፃሕ ቦታ ንምግባር ብሓዱሽ መልክዑ ብምውዳድ ስራሕቲ እናተሰርሑ ከምዝኾኑ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ሳትላይት ንኅህልዋ መፅናዕቲ ብምክያድ ብፖሚሽን ፕላን ተቐባልነት ረኺቡ ናብ ስራሕ ንምእታው ምድላው ከምዝተገበረ እቶም ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣብሪሆም።
ኣብ ቀፃሊ ድማ ብኢትዮጵያውያን ሰብ ሞያን ሃፍቲን ሳልሰይቲ ሳትላይት ንምሕምባብ መፅናዕቲን ምድላውን እናተገበረ ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።
የስፔስ ሳይንስ ቴክኖሎጂ የግሉም ባለሀብት ወደ ስራው ገብቶ መዕዋለ ነዋዩን እንዲያፈስ ጥሪ አቅርበዋል
ሰብ ሃፍቲ ውልቀ እውን ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስ ኣቲዮም መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ፀዊዖም።
ብሲሳይ ጌትነት
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።