ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን – ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳን ወፍሪ ሚዲያን ምስሊ ሃገረይ ኣይበላሾን ክብሉ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝተዓደሙ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፆም።

ትማሊ ንወረርቲ ኣይተምበርከኽናን፤ ሎሚ እውን እይንምብርከኽን!

ንፅዕንቶ ወፃኢ ዝምበርከኽ መንነት የብልናን!

ምስጢራት ዓወትና ፍትሒን ሓቂን ኢዮም!

ኢትዮጵያ ብጀጋኑኣ ሓፊራ ኣይትፈልጥን! ዝብሉ ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment