ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ ውሱን ቦታ ብኣሕምልቲ ገደና፣ ምርባሕ ደርሆን ከፍቲን፣ ፍርያት ንህቢን ካልኦት ሙእ መኣዲን ኣቕርቦት ምግቢ ስድራ ካብ ምርግጋፅ ብተወሳኺ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ምቕራብ ዝኸኣላ መራሒት ስትራ ዑደት ምግባሮም ገሊፆም።

ብመሰረት እዚ፥ ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment