ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ “ረብሓ ሌማት” ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ተኻይዱ።

ካብዚ ብተወሳኺ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምገባ ተምሃሮን ኣተኣላልያ ርስሓትን ብብርኪ ዓለም ተሸላሚ ንኽኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝነበሮም ትካላትን ውልቀሰባትን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ተኻይዱ ዘሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘው ተሻገር ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ከምኡ እውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment