ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልላትን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

መድረኩ በሀገራዊ ወቅታዊ ጉዳዮች ላይ እንደሚመክርም ነው የተገለፀው ።

እቲ መድረኽ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተኻየደ መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝተቐመጡ ኣንፈታት ኣፈፃፅመኦም ክግምገም ኢዩ።

ካብዚ ብተወሳኺ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ከቕምጥ ኢዩ ዝብል ትፀቢት ኣሎ።

ብኣልኣዛር ታደለ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment