ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ብቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝተትሓዙ ቅዋማት ናይ ኢትዮጵያ ሓቂ ዝተገንዘቡ ነይሮም ከብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።
ኣምበሳደር ዲና ንኢፕድ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብቲ ኣኼባ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ኬንያን ብዝተፈለየ ኩነት ንናይ ኢትዮጵያ ቅዋም ድጋፎም ኣርኢየን ኢየን ኢሎም።
ብዘይካ ሓንቲ ሃገር እተን ዝተረፋ ሃገራት ዘቕረብሉ ኩነታት ፅቡቕ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ኣሜሪካ እውን ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ዝነበራ ቅዋም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምውጋዝ ዝጀመረትሉ ኩነታት ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ዝተልዓሉ ሓሳባት ብእወንታዊ ኩነታት ዝረኣዩ ኢዮም ኢሎም።
ጠንከር ኢሎም ቅዋም ኢትዮጵያ ንዝገለፁን ዝደገፉን ሃገራትን ናይ ኢትይጵያ ናይ ውሽጢ ጉዳይ ብምዃኑ ብኣፍሪካ ማዕቀፍ ንክፍታሕ ድጋፍ ንዝገበራ ሃገራት ኣመስጊኖም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።