ብቖራፅነት ፅኑዓት ዝኾኑ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ -ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምንም ዓይነት ዕንቅፋት እንተጋጠማ እውን ብቖራፅነት ዝፀንዑ ከምዚ ዝበሉ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ከምዝበልዎ፥ “ምፍፃም እኽእል ኢየ” ዝብል ዓወት ናይ ዝሓፍሱ ኣረኣእያ ኢዩ ኢሎም።

ጓል 21 ዓመት ጎርዞ የአብሥራ ሺፈራው ናይዚ ዓይነት ሰዓራይነትን ተምሳሌት ነፃነትን ኢያ ክብሉ መልእኽቶም ገሊፆም።

ስለዝኾነ ምንም ዓይነት ዕንቅፋት እንተጋጠመ እውን ብቖራፅነት ዝፀንዑ ከምዚ ዝበሉ መናእሰይ ብምርካበይ ደስ ኢሉኒ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment