ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኢዩ-ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኮይኑ ረኺብናዮ ክብሉ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛረቦም።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይበፅሖ ብዘሎ ውቅዒት ከምዝተበታተነ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት ኣረጋጊፆም።

እቶም ዕጡቓት፥ ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኮይኑ ረኺብናዮ ኢሎም።

እንትማርኸና ከም ስድርኡ ኢዩ ተቐቢሉና ዝበሉ እቶም ዕጡቓት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ፥ “ኢድና ብምሃብና ዕድለኛታት ኢና ቆሲልና እወነ ንሕከም ኣለና” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment