ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጅግጅጋ ኣምሪሑ።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሃመድን ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ብምዝታይ ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ ደገፍ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment