ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኔዘርላንድስ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ።

እቶም ልኻት ቫይተንስ ኢቪደስ ዝተብሃለ ፋውንዴሽን ብመሰረት ዝገበረሎም እንግዶት እቲ ዑደት ከምዝገበሩ ተሓቢሩ።

ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስቲ ፋውንዴሽን ኣብ ዓውዲ ማይ ዘሎ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተላዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment