ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ብሄራዊ ዩኔስኮን ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣህመድ ቤልሁ ኣልፋላስ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝሃበቶ ናፃ ዕድል ትምህርቲ፣ ተግባራዊነት ዓርሰ ምሕደራ ዩንቨርስቲታትን መሰረተ ልምዓት ትምህርቲን ብዝምልከት ተላዚቦም።

ኣብ ቀፃሊ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ትምህርቲ ብምትሕብባር ከምዝሰርሓን እቶም ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባን ኣቡዳቢን ብምርኻብ ንምዝታይ ምስምዕምዖም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment