ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር  ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትራት ትምህርቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም።

እቶም ሚኒስትር÷ ጎድና ጎኒ ኣብ ብሪታኒያ እናተኻየደ ዝርከብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኢዮም ምስ ዝተፈላለያ ሃገራ መዘነኦም ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናገበረቶ ትርከብ ለውጢን ስራሕን ኣብሪሆም።

መንግስቲ ፅሬት ትምህርቲ ንምሕላው ትኹረት ሂቡ እናሰርሐ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment