ብሪታኒያ ካብ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ሓፂነመፂን እገዳ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ካብ ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ሓፂነመፂን እገዳ ኣንቢራ።

ትካል ኣቕራቢ ሓፂነመፂን ለንደን(ኤልኤምኢ) ከምዝበሎ፥ ካብ ሩሲያ ዝኣትዉ ሓፃዊን ኣብ መኽዘን ንከይቕመጡ እገዳ ተነቢሩ።

እታ ሃገር ካብ መንጎ ዝኣገደቶም ፍሪያታት፥  ሊድ፣ ቀዳማይ ደረጃ ኣሉሚኒየምን ሕውስዋስ ኣሉሚኒየምን ብኣብነት ይርቁሑ።

እቲ ውሳነ ቅድሚ 5 መጋቢት 2022 ዓ.ም.ፈ ዝኣተዉ ፍሪያታት ከምዘይሓወስ ተገሊፁ ክብል ኣናዶሉ ፀብፂቡ።

ኢትዮጵያን፦ እናልማ፣ እንገንባ፣ እንዘጋ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment