ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝኸወን ደገፍ 6 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ።
እቲ ደገፍ ብሰንኪ ድርቂን ጉንፂ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ፀገም ንዘለዉ ዜካታት ዝኸውን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ ብሪታኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።