ብሞያ ማርሽ ባንድ፣ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ዝሰልጠኑ ኣባላት ፖሊስ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብሞያ ማርሽ ባንድ፣ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ዘሰልጠኖም 128 ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ።

ፖሊስ ኮሚሽኑ በማርች ባንድ፣ ኦርኬስትራና ቴአትር ሙያ የፖሊስ አባላትን አሰልጥኖ ሲያስመረቅ ለመጀመሪያ ጊዜ ነው

እቲ ኮሚሽን፥ ብሞያ ማርሽ ባንድ፣ ኦርኬስትራን ቴኣትርን ኣሰልጢኑ እንተመርቕ ንፈለማ እዋን ኢዩ።

እቲ ስልጠና ምስ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ብምትሕብባር ዝተውሃበ እንትኸውን፥ ሰልጠንቲ ከከም ዓውዲ ሞየኦም ካብ 7 ክሳብ 14 ኣዋርሕ ስልጠና ከምዝተውሃቦም ተገሊፁ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ስልጠና ላዕለዎት መኮንናት ፖሊስን ሓለፍቲ ስራሕን ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment