ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ኣብ ዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ንዝህነፅ ህንፃ እምነኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብምዃን ብምኽንያት ልምዓት ኮሪደር ንዝፈረሱ ኣባይቲ መተካእታ ዝህነፅ ህንፃ እምነ ኹርናዕ ከምዘንበራ ገሊፀን።

ቤተ ክህነት ስራሕቲ ልምዓት እታ ከተማ ብዝለዓለ ኩነታት ብምድጋፍን ንምጅማር ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር÷ ኣብ ምፍራስ ይኹን መሊስካ ምህናፅ ከይዲ ከምኡ እውን ህንፃታት ኣብ ምሕዳስ ንዝገበረቶ ተሳትፎን ተግባራዊ ምላሽን ከምዘመስገና ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment