ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ፅባሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ማእኸል ምቁፅፃር ሓይሊ ገሊፁ።

እቲ ማእኸል፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ልዑል ክብደት ሓይሊ ብምብዝሑ ንሰዓታት ከምዝቋረፅ ኢዩ ሓቢሩ።

ስለዝኾነ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ እቲ ስራሕ ክሳብ ዝዛዘም ብትዕግስቲ ንክፅበዩን ካልኦት ግዜያዊ ኣማራፅታት ንክጥቀሙን ፃውዒት ኣቕሪቡ።

Comments (0)
Add Comment