ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ 20 ነጥቢ 7 ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክንያት ኲናት ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ልዕሊ ብዓይነት ጥራሕ 20 ሚሊየን 704 ሺሕ 292 ብር  ዝግመት ኣቑሑት ከምዝተኣከበ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

“200 ነደይ ሓደ ኣቕሓ ንተመዛባሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ብዝተጀመረ ወፍሪ ምትእኽኻብ ሓገዝ፥ ብዓይነት ጥራሕ 20 ሚሊየን ብር  ዝግመት ኣቑሑት ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 20 ሚሊየን 704 ሺሕ 292 ብር  ዝግመት ኣቑሑት ክእከብ ተኻኢሉ ዘሎ፡፡

እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 103 ሚኢታዊ ከምዝተዓወተ ተገሊፁ፡፡

ዝተኣከበ ሓገዝ ልዕሊ 3 ነጥቢ 1 ሚሊየን ብር ገንዘብ ብዝተኸፈተ ሓበራዊ ኣካውንት ኣታዊ ከምዝተገበረ እውን ተሓሩ፡፡

ብኣዲሱ ሙሉነህ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment