ብምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ኮንግረስ ቻይና ሎሳንግ ጂያልትሰን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ኣቀባብላ ገይሮሙሉ።

እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ÷ ምስ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ክዛተ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment