ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ዑደት የካይድ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኩዌት ሼኪ ሳባህ ካሃሊድ ኣልሃማድ ኣልሳባህ ነቲ ልኡኽ ኣብ ቤተ መንግስቶም ኣቀባብላ ገይሮምሉ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ሚኒስትር ነዳዲን ላዕለዎት ትካልት ትምህርቲን ዶክተር ሞሓመድ ኣልፋሪስ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እታ ሃገር ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment