ብመንግስቲ ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም- መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት

ኣዲስ ኣበባ ፣18 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።

ፕሮፓጋንዳ ህወሓት ዝውዝዑን መሻርኽቶምን ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን ዝዛረብዎ ብምጥምዛዝ ንብዙሓት ኣዋርሕ ክዛረብዎ ካብዝፀንሑ ስኑዕ ዜናታትን ኣጀንዳታትን ንምጥዕዓም ምፍታኖም ቀፂሎም ኣለዉ ኢሉ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንህወሓት ኣሸባሪ ውድብ ከምዝኾነ ምእዋጁ ብምግንዛብ፥ ብመንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ዝወሃቡ መግለፂታት ኩሎም ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነስ ንገበነኛ ህወሓት ጥራሕ ዝምልከቱ ኢዮም ክብል መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment