ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ ኮኬን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕቡእ እናተጓዓዓዘ ዝነበረ 108 ብመልክዕ ሕሩጭን ክኒንን ዝተሰናደአ ኮኬን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ።

እቲ ኮኬን ትራንስፖርት ህዝቢ ብምጥቃም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሑመራ ብሻንጣ ተሓቢኡ እንትጓዝ ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ።

ብዘይሕጋውያን እናተንቀሳቐሰ ዝነበረ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ÷ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ክትትል ብምግባር ኣብ ከተማ ባህርደዳር እንትበፅሕ ምስ ፖሊስ ኣምሓራ ብምትሕብባር ምስቲ ኣዘዋዋሪ ክተሓዝ ከምዝኸኣለ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment