ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንፓርቲታት ዝህቦ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ቦርድ ሎሚ መዓልቲ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ዘተ ዘካየደ እንትኸውን፥ ንፓርቲታት ዝወሃብ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ።

እቲ ሓገዝ ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዝፀደቐ መምርሒ ኣብ ዝተጠቐሙ መለክዒታት መሰረት ብምግባር ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ን19 ሃገር ለኸን 35 ክልላዊ ፓርቲታት ፖለቲካን ብድምር ን54 ፓርቲታት ክሳብ 789 ሺሕ ብር ዝበፅሕ ሓገዝ ከምዝገብር ካብ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment