ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላምን ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስን ብሓባር ብምዃን ዘዳለውዎ ብሔራዊ መድረኽ ዘተ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ተኮር ይሳለጥ ኣሎ።

ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ኣብ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ነቒስካ ብምውፃእ ኣተኣማማኒን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ኣወሃህባ ንምርግጋፅ ኢዩ ተባሂሉ።

ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መድረኽ ከምዝኾነ እውን ተሓቢሩ።

ኣብቲ መድረኽ እቶም መተሓባበርቲ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታትን ወረዳታትን ዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተወከልቲ ዩንቨርስቲታትን ይሳተፉ ኣለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment