ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒትረ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅባቐና ሓድነትና ኢዩ ኢሎም።

በአንድነት ስንቆምም ማንኛውንም ነገር ማሸነፍ እንችላለን ነው ያሉት ጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ

“ብሓድነት ደው እንተኢልና ዝኾነ ይኹን ክንስዕር ነውኽል ኢና” ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ንሕና ጠጠው ኢልና ንርከብ ኣቦሓጎታት ብዝኸፈሉዎ ዓቢዪ መስዋእትነት ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

“ንሕና እውን ንዝመፅእ ወለዶ ኣብ ጥንኩር መሰረት ንምንባር ብቖራፅነት ደው ኢልና ኣለና ክብሉ ገሊፆም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment