ብሓዱሽ መጥቃዕቲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈፀሞ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዝተመዛበሉ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ካብ መዓስከር በራሕለ ናብ ሰርዶ ተዛዊሮም

እቶም ኤረትራዊያን ትማሊ ናት ዝተጣየሸ ሓዱሽ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝተዘዋወሩ ካብ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment