ብሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቡኖ በደሌ ወረዳ በደሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

እቲ ሓደጋ ኣይስዙ ሰባት ሰቒሉ እንትጓዓዝ ብሰንኪ ምግልባጡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመሰረት እዚ 14 ሰባት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ ሓደጋ ይፃረ ከምዘሎ ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment