ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ ተሽከርከርቲ ንክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ገንዘብ ብልዕሊ 234 ሚሊየን ብር ዝዓደገን 42 ቶዮታ ሃርድ ቶፕ ን12 ክልላትን ከልተ ምምሕዳራት ከተማን ከምኡውን ኣርባዕተ ትካላት ፌዴራል ኣረኪቡ።

እቲ ዕድጊት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ሚኒስቴር ገንዘብ ተግባራዊ ብዝገብሮ ባጀት ፕሮግራም “ኢ ኤስ ፒ ኢ አይ ፒ ኤፍ” ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብኻሊእ መዳይ ድማ ብ171 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ 305 ዴስክቶፕ ኮምፒዩተራት፣ 305 ዩፒ ኤስ፣ 220 ፕሪንተራት፣ 95 ጄኔሬተራትን 95 ወርክ ስቴሽን ኮምፒዩተራትን ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት ርኽክብ ክካየድ ኢዩ ከምዝተብሃለ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment