ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ዘድሊ ውዕል ተኸቲሙ።

እቲ ፕሮጀክት ንልዕሊ 49 ሺሕ ክፋላት ሕብረተሰብ ተረባሕቲ ከምዝገብር ድማ ተገሊፁ።

ኣብቲ ሰነድ ውዕል ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢነርጂነር ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)ን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያ ዮናስ አያሌው (ኢ/ር) ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ሃብታሙ ኢተፋ ኣብቲ ስነስርዓት ምንባር ክታም፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሊበን ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ምባሎም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment