ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ብልዑል መጠን ዝውስኽ ዘሎ መሰረታዊ ሕቶ ደለይቲ ስራሕ ንምፍታሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስቴር ስራሕን ከእለትንን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ክታሞም ዘንበሩ እንትኾኑ፥ ብቑዕ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ብሓባር ምስራሕ ኣድላዪ ምዃኑ ኣብቲ ስነሰርዓት ምንባር ክታም ተገሊፁ።

ከተማታት ዘለወን ውስብስብ ባህሪ ተሓሳቢ ብምግባር ቅልጡም ኣገልግሎትን ፍሪያትን ንከፈልፍላ፣ ኣጠቓቕማ ቴክኖሎጂ ንከመሓይሻ፣ ብልዑል መጠን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብበርናባስ ተስፋዬ

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment