ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ደቡብ ሱዳን ደቡብ ሱዳን ጀኔራል ጆንሰን ጁማ ኡኮት ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።

እቲ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሹም ጀኔራል ብርሀኑ ጁላን ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክልኻል ኣቀባብላ ገይሮምሎም፡፡

ኣብ ፃንሒቶም ድማ ኣብ ጉዳይ ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ከምዝዝትዩ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment