“ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር  ኣይንደራደርን” ብዝብል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ሰልፊ ክካየድ ኢዩ

 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ህልውና ብምድጋፍን ኢድ ኣታውነት ኣሜሪካ ዝቃወምን  “ብህልውናን ድሕንነትን ሃገር  ኣይንደራደርን” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ  ሰልፊ 29 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

ናይ ሠላምን ሓድነትን ንኢትዮጵያ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዲሲ ኣተሓባባሪ ኣይተ ጣሰው መላከሕይወት÷ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኋይት ሃውስ  ፊት ንፊት ብኣቆፃፅራ ሰዓት ኢትዮጵያ 10 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ከምዝካየድ ንግዜኢ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ሠልፊ 24 ጥቅምቲ  2013 ዓ.ም ናይ ህወሓት ጉጅለ ረዕዲ ብዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ብግፍዒ ዝተጨፍጨፉ ኣባላት ሰራወት ምክልኻል ሃገር እዚ ሰሜን ብምዝካር ከምዝካየድ ተዛሪቦም።

እቶም ሠልፈኛታት ናይ ሃገር ህልውና ንምሕላው መስዋዕትነት ኣብ ምኽፋል  ዝርከቡ ኣባላት መከላከያ ሠራዊትን ካልኦት ኣካላት ፀጥታን ዘዎም ድጋፍ ክገልፁ ኢዮም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment