ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ

 

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ።

ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ  ሜዳሊያን 2 ዲፕሎማን ብምርካብ ንኢትዮጵያ ልዑል ውፅኢት ብምምዝጋብ ውድድሩ ዛዚሙ።

እቲ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1 ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ ብላዕለዎተው ሓለፍቲ ስራሕ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment