ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ ግዕዝይና ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀ/ሚኒትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪር 3፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚቴ ኣተሓባባሪ ፀረ ግዕዝይና ክሳብ ሕዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጊሙ።

ኣብ ግምገምኡ ድማ ክሳብ ሕዚ ካብ ሕብረተሰብ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎ ገበን ግዕዝይና ዝተመልከቱ ሓበሬታታት ከምዝበፅሑዎ ተመልኪቱ፡፡

እቲ ኮሚቴ ካብቶም ሓበሬታታት ብሕጊ ኣግባብ ክፃረዩ ብምግባር ክሳብ ሕዚ 110 መዛግብቲ ምርመራ ክኽፈቱ ተገይሩ ኢዩ ኢሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment