ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ዕጥቆም ምስ ዝፈትሑ ነበር ዕጡቓት ሸኔ ዘቲዩ።

ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝገለፅዎ፥ ነበር ዕጡቓት እቲ ግብረ ራዕዲ ኣፅዋሮም ብምቕማጥ ናብ ስሩዕ ናብረኦም ተመሊሶም ኣብ ህንፀት ሰላምን ዴሞክራሲን እዛ ሃገር ንምስታፍ ዝወሰኑ ኢዮም።

እቶም ዕጡቓት ኣብ መርሃ ግብሪ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ንምስታፍ ከምዝተስማዕምዑ ኣፍሊጦም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment