ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውሕመ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ሰብ ሙያታትን ኣመራርሓን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ምትሕብባር ዝጠመተ ዘተ ኣካይዱ።

እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ኣትሒዙ ዝተገበሩ ትካላዊ ኣወዳድባታት፣ ቅጥዒታትን ምድላዋት ፕሮጀክትን ምትእኽኻብ ሓበሬታ ነበር ተዋጋእቲ ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብሓባር ክስርሑ ዝግበኦም ጉዳያት ተፈሊዮም ናይ ሓባር ምርድዳእ ከምዝተገበረ ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፌዴሪኢ ተፀዋዕነቱ ንሚኒስቴር ሰላም እንትኸውን፥ ብቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ደንቢ ቁፅሪ 565 /2015 ዝተጣየሸ ኢዩ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment