ብሄራዊ ክልል ደቡብ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ሓገዝ ዓይነት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ደቡብ፤ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 52 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዓይነት ድጋፍ ኣረኪቡ፡፡

እቲ ክልል ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘዳለዎ ድጋፍ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ምክልኻል ሃገር ማርታ ሉዊጅ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣረኪቡ፡፡

እተን ሚኒስትር ዴኤታ÷ ክልል ደቡብ ንዝገበሮ ድጋፍ ኣመስጊነን፤ ኣብ ቀፃሊ ሓድነት ኢትዮጵያ ተጠናኺሩ ብስራሕቲ ልምዓት ክቕፅል ከምዘለዎ ምሕባረን ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ፀብፂቡ፡፡

ክልል ደቡብ ቅድሚ ሓዚ ‹‹ደጀን ወፈርቲ ኮይና ኢትዮጵያ ክነድሕና ኢና›› ብዝብል መሪሕ ቃል÷ ንመበል 5ይ ዙር ዘተኣኻኸቦቡ ልዕሊ 380 ሚሊየን ብር  ግመት ዘለዎ፤ ልዕሊ 5ሽሕ ሕርዲ ኣዉዕር፤ ምግብን ጥራምረን ዘካተተ ድጋፍ ከምዘበርከተ ይዝከር፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment