ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሱማሌ ብሓደጋ ዉሕጅ ንዝተጎድአት ክልል ዓፋር ሓገዝ ሂቡ።

ክልል ሶማሌ 300 ካርቶን ዘይቲ ብልዒ፣ 350 ኩንታል ሕሩጭ፣ 566 ኩንታል ሩዝ፣ 620 ኮበርታ፣ 520 ቴንዳታት መከላኸሊ ዝናብ ከምኡውን ሰብ ሞያ ጥዕና ከምዝለኣኸ ካብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

 

Comments (0)
Add Comment