ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ረቂቕ ሰሌዳ ግዜ ምርጫ ብዝምልከት መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቦርድ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ምስ ስቪክ ማሕበራት፣ ፓርቲታት ፖለቲካን ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላትን ከካይዶ ናይ ዝፀንሐ ዘተ ውፅኢቱ ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ከቕርቦ ኢዩ።

እቲ ምርጫ ዝካየደሎም መዓልታትን ተግባራትን ብዝምልከት ዘተ እናካየደ ዝፀንሐ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ፥ ቅድመ ሐዚ ካብ ዝተኻየዱ ዘተታት ንደሓር ዝተፈፀሙ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራትን ዕላዊ ክገብር ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment