ብሄራዊ  ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምዝገባ ሕፁያት ትማሊ ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ።

ብምኽኒያት ፀገም ቢሮ ብፍሉይ ኩነታት ዝረአ እንተዘይኮይኑ እቲ ምዝገባ ብዕሊ ምዝዛሙ እውን ሓቢሩ።

ሓፈሻዊ ዝፀደቑ ሕፁያት ዝርዝሮም ኣብ ቀረባ እዋን ዕላዊ ከምዝግበር እውን ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

Comments (0)
Add Comment