ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ።

ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ “እቲ ቤት ምኽሪ ንሰላም ሃገር ብሓባር እንሰርሐሉ ኢዩ ኢሎም።

ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ ከምዝኾነ ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ሰላም ካብ ሕድሕድ ሰብ ዝብገስ ከምዝኾነ ኣብ ዜጋታት ግንዛበ ከምዝፍጠር ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment