ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ  ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ  ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ።

እቲ ባንኪ ሎሚ ናይ ዘሳለጦ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ  ዋጋ ሓደ ዶላር ብማእኸላይ 107 ነጥቢ 9 ብር ከምዝሸጠ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ጨረታ 27 ባንክታት ንግዲ ዝተሳተፋ እንትኾና፥ ናይ ሎሚ ማእኸላይ ዋጋ  ናይ ፅባሕ ዋጋ ሸርፊ ወፃኢ ሓባሪ ካብ ዝኾኑ ኩነታት ሓደ ከምዝኾነ ካብቲ ባንኪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment