ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ባንኪ ኤክስፖርት-ኢምፖርት ኣፍሪካ(ኣፍሪ ኤግዚም ባንክ)ን 1 ቢሊይን ዶላር ልቓሕ ንምርካብ ዘኽአል ስምምዕነት ከቲሞም።

እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዋ ባንኪታት ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ዶክተር ይናገር ደሴ ተዛሪቦም። ስራሕቲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዝሕግዝ ከምዝኾነ አውን ገሊፆም።

ካብዚ ሓሊፉ ኣብዛ ሃገር ዘሎ ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ንምፍታሕን ኢኮኖሚ መሊሱ ዘነቓቕሕን ረብሓው እውነ ኣለዎ ኢሎም።

ብይስማው ኣደራው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment