ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ምምሕዳር ዝተዋደደ ሃፍቲ ማይ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሓለፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ክልላትን ሓለፍቲ ስራሕ ምምሕዳር ሃፍቲማይን ይሳተፉ ኣለዉ።

ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)፥ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ብኣግባቡ ንክምራሕ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ ሓላፍነት ከምዘዎም ገሊፆም።

ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመሰረት ዝተተግበረ ልምዓት መስኖ ሰርናይ ቆላ ማሕበረሰብ ገፀር ረብሓ መስኖ ምግንዛብ ከምዝኸኣለ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ሕድሕድ ወሓዚ ሩባ ሰባት ይጥቀሙ ከምዘለዉ ምርደኦም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment