ቤት ፍርዲ ኣብ ልዕሊ ሃገር ጉድኣት ንምብፃሕ ሴራ ገበን  ዝተኸሰሱ 48 ውልቀሰባት ሎሚ መዓልቲ ውሳነ ክህብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣  28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናክ ሃገር መከላከያ ሰራዊት እዚ ደቡብ ቀዳማዊ ወታደራዊ ቤት ፍርዲ ምስ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምትሕብባር ኣብ ልዕሊ ሃገርን ሰራዊትን ጉድኣት ንምብፃሕ ሴራ ገበን  ዝተኸሰሱ 48 ኣባላት እቲ እዚ ሎሚ መዓልቲ ናይ መጠቓለሊ ውሳነ ክህብ ኢዩ።

እቶም ተኸሰስቲ ናይ ሰራዊት ኣባላት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ንክዕምፁ ብምልዕዓልን ኣባላት ብምኹብላልን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሃገር ጉድኣት ንክበፅሕ ዝተፈላለዩ ሴራታት ብምጥንሳስ ገበናት ዝተጠርጠሩ ኢዮም።

ሎሚ መዓልቲ መጋባእያ ዝተቐመጠ እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ 47 መዝገባት ናይ 48 ተኸሰስቲ ጉዳይ ናይ መጠቓለሊ ውሳነ ንምሃብ ከምዝኾነ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment