ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ኢሜግሬሽንን ዜግነትን ጨንፈር መቐለ ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ።

እቲ ብግዝያዊነት ዝተጀመረ፥ ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ዝጠፈአ ምትካእን ዝተበላሽወ ምእራምን ምዃኑ ኣብቲ ኣገልግሎት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment