ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ።

እቲ ቤት ፅሕፈት፥  ፊቤላ ኢንዱስትሪያል 40 ሚሊየን ብር፣ ኣዳማ  ፋብሪካ ሓፂነ መፂን 30 ሚሊየን ብር፣ ብሔራዊ  ኮርፖሬሽን ዘይቲ 30 ሚሊየን ብር፣ ሞተር ኢንጂነሪንግ 30 ሚሊየን ብር፣ ብሄራዊ ሲሚንቶ ኣ.ማ 30 ሚሊየን ብር ደገፍ ምግባረን ገሊፁ።

ብተወሳኺ በቀለ ለገሰ ከረና 20 ሚሊየን፣ ኣገሩ ኣበረ 20 ሚሊየን፣ ኦቪድ ኮንስትራክሽን 15 ሚሊየን ብር ከምኡውን ያደታ ጁነይዲ በክሪ 12 ሚሊየን ብር ደገፍ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment