ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ብቤት ፅሕፈተን ወፃኢ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ባኒን ሕሩጭን ሎሚ መዓልቲ መሪቐን፡፡

እቲ ፋብሪካ ኣብ መዓልቲ 300,000 ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ከምዝኾነ ሓበሬታ እቲ ቤት ፅሕፈት የመላኽት፡፡

በቲ ቤት ፅሕፈት ዘላቒ ልምዓት ንምምፃእ መሰረት ብምግባር እናተተግበሩ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ሓደ ዝኾነ ፋብሪካ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment