ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ መበል ሻውዓይ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ሚስራ ኣብደላን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ተረኺቦም።
እቲ ፋብሪካ መዓልታዊ 300 ሺሕ ባኒን 420 ኩንታል ሕሩጭን ከምዘፍሪ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ብከዲሪ ሸምሰዲን
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።