ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብሜካናይዝድ ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሜካናይዝድን ከቢድን ቀሊልን ተሸከርከርቲን ምሽክርካርን ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያታት ኣመሪቑ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ምክትል ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ምድሪ ሜጀር ጀነራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን፣ ኣዛዚ እቲ መሰልጠኒ ቤት ትምህርቲ ብርጋዴር ጀነራል ተመስገን ኣቦሴ ሓዊሱ ላዕለዎት ወታደራዊን ኣካላት ምምሕዳር እቲ ከባቢን ተረኺቦም።

ተመረቕቲ ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ሜካናይዝድ ምርኢታት ንዕዱማት ኣርኢዮም፡፡

ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ውግእ ኣዋሽ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብሕታዊ ትካል ወታደራዊ መሰልጠኒ ሜካናይዝድ እንትኸውን፥ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪ ተመራፂ መሪሕን ማእኸል ስልጠና ንምዃን እናሰርሐ ዝርከብ ሃገራዊ ሃፍቲ ክዝኾነ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment